ጋል ማሳዋ5ይ ክፋልሜሪ ንሚካል ምስ ረኣየታ ኣብ ገለ ከም ትፈልጣ ኣይተጠራጠረትን ግን ምሉእ ብምሉእ ክትዝክራ  traduction - ጋል ማሳዋ5ይ ክፋልሜሪ ንሚካል ምስ ረኣየታ ኣብ ገለ ከም ትፈልጣ ኣይተጠራጠረትን ግን ምሉእ ብምሉእ ክትዝክራ  Français comment dire

ጋል ማሳዋ5ይ ክፋልሜሪ ንሚካል ምስ ረኣየታ ኣብ ገለ ከ

ጋል ማሳዋ
5ይ ክፋል
ሜሪ ንሚካል ምስ ረኣየታ ኣብ ገለ ከም ትፈልጣ ኣይተጠራጠረትን ግን ምሉእ ብምሉእ ክትዝክራ ስለ ዘይከኣለት ንክትሓታ ብኣኽብሮት ንሚካል ጸውዓታ ሚካል ግን ገጽ ናይ ሜሪ ስለዘይረስዓቶ ሃይ ሜሪ ኢላ ኢዳ ሰደደትላ ሰላምታ ውን ተለዋወጣ ኣበይ ኢና ንፋለጥ ኢላ ድማ ሜሪ ሕቶኣ ጀመረት ሚካል ድማ ኣብ ሱዳን በቲ መስኪን መንእሰይ ሮቤል ከም ዝፋለጣ ነገረታ ሜሪ ደሃይ እቲ ልባ ዝኸፈተትሉ ሮቤል ካብ ሚካል ከም ትረክብ ስለ ዝተኣማመነት ሓጎሳ ጥርዚ በጽሐ ናብቲ ቦታ ምምጽኣ ድማ ንኣምላኻ ኣመስገነት ብድሕር'ዚ ሜሪ ንሚካል ምስኣ ኮፍ ኢላ ንከተዕልላ ለመነታ ሚካል ግን ኣብቲ ግዜ'ቲ ወይተር ስለዝነበረት ስራሓ ምስ ወድአት ናይ ምሸት ከዕልላ ምኻነን ነገረታ ሜሪ ነዛ ዘጋጠመታ መዓልቲ ክትከስራ ስለዘይደለየት ብዓቅሊ ኮፍ ኢላ ክሳብ ምሸት ተጸበየታ'ሞ ሚካል ስራሕ ምስ ወድአት ሕጂ ንኺድ በጃኺ ምሳይ ኢኺ ክትሓድሪ ሎሚ በጃኺ እናበለት ንሚካል ለመነታ ሚካል ውን ምእንቲ ርእሱ መደቀሲ ስለዘይነበራ ብዘይ ገለመለ ሕራይ ንኺድ በለታ።ኣብ ናይ ሜሪ ገዛ ምስ በጽሓ ድራረር ተደሪረን ከዕልላ ጀመራ ሚካል ምስ ሮቤል ከም ዝተባእሰት ኣብ ኣሜሪካ እንታይ ዓይነት ጸገም ከም ዘጋጠማ ኩሉ ዘርዚራ ነገረታ።ሜሪ ብዘይ ምዝራብ ዕላል ሚካል ክሳብ ዝውዳእ ብተመስጦ ጽን ኢላ ሰምዓታ በቲ ንሚካል ዘጋጠማ ጸገማት ግን ከም ጋል ኣንስተይቲ ስለዝተሰምዓ ንብዓት ቃጸረት ሮቤልን ሚካልን ብምብኣሶም ግን ሮቤል ናታ ንክኸውን ስለ ዝነበረ ሕልማ ቁሩብ ኩርዓት ተሰማዓ ቴለ ናይ ሮቤል ውን ስለ ዘይረኸበት ናይ ሳሚ ሓው ተቀበለት።ብድሕር'ዚ ሜሪ ንሚካል ንክትሕግዛ ፕሮሚስ ኣተወትላ'ሞ ናብቲ ዝነበረቶ ዓዲ ወሰደታ ሚካል እቲ ቦታ ትፈልጦ ስለ ዘይነበረት ሜሪ ንሳሚ ደዊላ ኣድራሻ ስለ ዝወሰደት ብሰላም በጽሓ ኣብ ናይ ሳሚ ገዛውቲ ምስ በጽሓ ሚካል ድማ ንሳሚ ንክትርእዮ ግብራ ስለ ዘሕፈራ ኣይኣቱን ኢየ እንተክኢልኪ ክሳብ ቦታይ ዝሕዝ ምሳኺ ኣጽንሕኒ ኢላ ኣቅበጸታ ሜሪ ብምልማን ምስ ረብረበት በሊ ኣብዚ ጽንሕኒ ኣነ ካብ ሳሚ ናይ ሮቤል ቴለ ከምጽእ ኢየ ኢላታ ናብ ሳሚ ከደት ቴለ ደዊላ ረኸበቶ'ሞ ቁሩብ ድሕሪ ምዕላል ሮቤል ኢታልይ ከም ዝኣተወ ኣበሰራ ቴለ ውን ሃባ ሜሪ ዕላል ናይ ሮቤል ክትሰምዕ ደለየት ሚካል ስለዘሰከፈታ ግን ከይትድንግያ ኢላ ቴለ ናይ ሮቤል ቴለ ሒዛ ብታሕጋስ ከደት ምስ ሚካል ከኣ ተታሓሒዘን ተመልሳ ንክትድውል ክትህወኽ ዝጸንሐት ሜሪ ሞባይላ ካርዲ ብምእታው እናጸለየት ደወለት ኣብ ሓድሽ ሂወት ዘሎ ሮቤል ድማ ሄሎ መን ክብል በለ ሜሪ ድማ ብታሕጋስ ተሰራሰረት ሚካል ከኣ ኣብ ጥቃ ሜሪ ኮፍ ኢላ ስለዝነበረት ድምጺ ሮቤል ሰምዐት'ሞ ካብ ዓቀን ንላዕሊ ስለዝሰንበደት ካብቲ ዝነበረቶ ወደቀት ሜሪ ውን ሞባይላ ደርብያ ንሚካል ሓዘታ ሚካል ነብሳ ክትቆጻጸር ስለ ዘይከኣለት ብዙሕ ረሃጸት ሜሪ ድማ ናብ ሕክምና ደወለት እሞ ሽዑ ንሽዑ ወሰድዋ ።ድሕሪ 3 ሰዓት ዶክተር ንሚካል ደሓን ከም ዘላ ምድፈለጠ ንሚካል ኣጆኺ ተንስኢ ደሓን ኢኺ ስንባደ ኢዩ በላሞ ኣብ ደገ ክትጽበ ዝጸንሐት ሜሪ ድማ ዶክተር ደሓን ድያ በለቶ እወ ደሓን ኢያ ሓፍታ ዲኺ በላ ሜሪ ድማ እወ በለቶ ውሰድያ በሊ እንታይ ደኣ ሰብኣያ ምስኣ ክመጽእ ኔርዎ ኣይፈለጠን ድዩ ወይስ ምስኣ የለን በላ ሜሪን ሚካልን ድማ ብዛዕባ እንታይ ይዛረብ ከም ዘሎ ገረመን ንምንታይ ከምኡ ከም ዝበለን ድማ ሓተትኦ እቲ ዶክተር ድማ ኖ ማለተይስ ክከናኸና ኣለዎ ጥንስቲ ምክንኻን የድልያ ኢዩ በለን'ሞ ።መን ጥንስቲ በልኦ ኦው ኣይትፈልጥን ድያ ና ወርሕን 2ሰሙንን ጥንሲ ኣለዋ በለን። ሽግራ ምውዳእ ዝኣበያ ሚካል መሊሳ ናብቲ ዝነበረቶ ዓራት ወደቀት እዚ ዘጋጠማ ድማ እቲ ግዙእ ናይ ድራግ ጻዕዳ ከም ሓጋዚ መሲሉ ኣብ ገዝኡ መደቀሲ ከኒና ሂቡ ን ሚካል ድልየቱ ረኺቡ ካልእ መዓልቲ ንከይትረኽቦ ኢሉ ኣብ ካልእ ዓዲ ጉሒፍዋ ዝኸደ ነበረ።ብድሕር'ዚ ሚካል ተደራቢ ጭንቀት ስለ ዝኾና ን1ሰሙን ኣብ ሆስፒታል ደቀሰት ሜሪ ውን ነቶም ዶካትር ጸገም ሚካል ኩሉ ነገረቶም መዓልታዊ እናመጸት ውን ትከታተላ ነበረት ሚካል ኣብ ዝተሰአትሉ ድማ እቶም ዶካትር ንሚካል ዘጥነሳ ሰብ ሓተትዋ ንሳ ውን ነቲ ጻዕዳ ጠርጠረት ምክንያቱ ካብ ኤፍሬም ካብ ትፍለ 3 -4 ወርሒ ኣቢሉ ነበረ ስለዚ ኣቦ ክርከብ ኣይከኣልን ኢዩ ኢላ ሓጺር ውሳኔ ስለ ዝወሰነት ንክስደድ ተረዳድአት ከምኡ ድማ ገበሩ።ኣብ መወዳእትኡ እታ ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ሮቤል መባእስታ ዝነበረት ሜሪ ናይ ሕክምንኣን ኩሉ ዘድልያን ከይተሓለለት ትሽፍነላ ነበረት ወዲአን ድማ ድሕሪ 2 መዓልቲ ገዝአን ኣተዋ ። እዚ ኩሉ ክግበር ግን ሮቤል ጉዳይ መንገዱ ብሰንፈላል ይብድሆ ነበረ ካብ ሃገር ናብ ሃገር ይሰጋገር ስለዝነበረ ውን ቴሌ ይቀያይር ነበረ'ሞ ሜሪ እታ ብሰንኪ ሚካል ዘምለጠታ መዓልቲ ካልኣይ ጊዜ ክትረኽባ ተሸገረት።ብድሕሪ ብዙሕ ኮለል ውን ሮቤል ናይ መወዳእታ ስደተይ ኢሉ ዝመረጻ ዘዕርፈላ ሃገር ኣትዩ እናመስገነ ኢዱ ኣብ ኢንግላንድ (ዓዲ እንግሊዝ) ሃበ ።ኤፍሬም ውን ካልኣይ ጊዜ ካብ ሳሚ ሓዳሽ ቴለ ናይ ሮቤል ብምውሳድ ደወለሉ ኤፍሬም ብከመይ ከም ዝፋለጡ ንሮቤል ጽቡቅ ጌሩ ኣረድኦ'ሞ ብዙሕ ሕሉፍ እናዘከሩ ሰሓቁ ኣብ መወዳእታ ግን ብዛዕባ ሚካል ዝገበሮ ይቅሪታ እናሓተተ ኣዕለሎ ሮቤል ድማ ንሚካል ካብ ልቡ ከምዘውጽኣን እንታይ ከም ዝገበረቶን ኩሉ ኣዕለሎ ብድሕሪ ሕጂ ውን ስማ ከይተልዕለለይ በጃኻ ረስዓለይ በሎ እቲ ብሚካል ዝተፈተነን ብሰንካ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ጽልኢ ዘሕደረ ልቡ እናደፋፍኦ። ብድሕር'ዚ ብዙሕ ኣዕሊሎም ተፈላለዩ። ሚካል ሕጂ ውን ጸገም ከይመጻ ስለዝሰግአትን ኣማራጺ ስለ ዝሰኣነትን ከይፈተወት ንኤፍሬም ለሚና ምስኡ ክትነብር ሓሰበት'ሞ ንሜሪ ኣማኸረታ ምስ ሜሪ ተረዳዲአን ድማ ናብቲ ኤፍሬም ዝቅመጠሉ ዓዲ ተበገሳ። ሜሪ ውን ካብ ሳሚ ካልኣይ ጊዜ ቴለ ናይ ሮቤል ክትወስድ ደልያ ነበረት ።ሜሪን ሚካልን ኣብቲ ዓዲ ምስ በጽሓ ሚካል ነተን ናይ ምስ ኤፍሬም ዘላለይኣ ጨካናት መሓዙታ ረኣየተን እሞ ናብአን ድማ ከዳ ሚካል ገጻ ተባላሽዩ ኣብ ሕማቅ ኩነታት ከም ዘላ ዝረኣያ መሓዙታ እንታይ ኮንኪ በልኣ ሚካል ድማ እናነብዕት ብሰንከን ብሰንኪ ዕድላን ዘጋጠማ ሽግር እርይ ቁጽር ኣቢላ ኣዕለለተን ።ኣማራጺ ስለ ዘይብላ ድማ ናብ ኤፍሬም ክትምለስ ከም ዝደለየት ነገረተን።እተን ጨካናት መናእሰያት ውን ኣብ ሽዑ በጺሐን ደንገጻ'ሞ ኩለን ተተሓሒዘን ናብ ኤፍሬም ከዳ ብሰንክኻ ተባላሽያ ስለዚ ሕማቅ ኣላ ሓግዛ በልኦ ሚካል ውን ብዓቅማ እናነብዐት ለመነቶ ኤፍሬም ውን ብዓቅሙ ስለ ዝበደላ ንኹሉ ተቀበሎ። ብሓንሳብ ምንባር ውን ተተሓሓዝዎ።ሜሪ ድማ ቴለ ናይ ሮቤል ካብ ሳምኤል ወሲዳ ደወለትሉ ብታሕጋስ ድማ ን 1 ሰዓት ኣዕለለት ብድሕሪኡ ውን ቀጻሊ የዕልሉ ነበሩ ሮቤል ሓንሳብ ስለ ዝተበደለ ዝተሃህለ ኣብ ፍቅሪ ዓለም ከምዘየለ ንሜሪ ይነግራ ነበረ ሜሪ ኣብ ልዕሊ ሮቤል ክቱር ፍትወት ስለ ዝነበራ ግን ድምጹ ምስማዕ ንከይትስእን ስለዝፈርሐት ከም ሓፍቱ ኮይና ሕውነታዊ ፍቅራ ከተስተማቅር ጀመረት።ሮቤል ኣብ ትምርቲ ዓለም ተጸንበረ ሚካል ድማ በዓልቲ ሓዳርን ኣደ ሓደ ዘልኣለም ዝተባህለ ቆልዓን ኮነት።

ተፈጸመ

ንኹልኹም ክትከታተልዋ ዝጸናሕኩም ምስጋናይ የቅርብ።ብተወሳኺ ሃናጺ ሪኢቶ ዘለኩም ሰባት ኣብታ
ምንባርጥዑም ትብል ክትልእኩለይ ትክእሉ ኢኹም
---------------@@@@@@@-------------

መተሓሳቢ፦ ክሳብ ናይዝኾነ ሰብ ስእሊ ዘይዘርጋሕኩ ታርክ ናይ ሂወተይ ስለ ዝኮነ ኣይትጽሓፍ ዝብለኒ የለን ።
2) ካብተን ክዝርግሐን ሓሲበ ዘለኩ 5 ዛንታታት
ፍቅሪ ብ ፈይስብክ ትብል ትመርሕ ኣላ ክሳብ ሮብዕ ዘሎ ክትመርጹ ትክእሉ ኢኩም ድሕሪእ ግን ናብ ምዝርጋሕ ክኣቱ ኢየ
ጸሓፊ ዛንታ ሮቤል ( ምንባር ጥዑም)
0/5000
De: -
Vers: -
Résultats (Français) 1: [Copie]
Copié!
ጋል ማሳዋ5ይ ክፋልሜሪ ንሚካል ምስ ረኣየታ ኣብ ገለ ከም ትፈልጣ ኣይተጠራጠረትን ግን ምሉእ ብምሉእ ክትዝክራ ስለ ዘይከኣለት ንክትሓታ ብኣኽብሮት ንሚካል ጸውዓታ ሚካል ግን ገጽ ናይ ሜሪ ስለዘይረስዓቶ ሃይ ሜሪ ኢላ ኢዳ ሰደደትላ ሰላምታ ውን ተለዋወጣ ኣበይ ኢና ንፋለጥ ኢላ ድማ ሜሪ ሕቶኣ ጀመረት ሚካል ድማ ኣብ ሱዳን በቲ መስኪን መንእሰይ ሮቤል ከም ዝፋለጣ ነገረታ ሜሪ ደሃይ እቲ ልባ ዝኸፈተትሉ ሮቤል ካብ ሚካል ከም ትረክብ ስለ ዝተኣማመነት ሓጎሳ ጥርዚ በጽሐ ናብቲ ቦታ ምምጽኣ ድማ ንኣምላኻ ኣመስገነት ብድሕር'ዚ ሜሪ ንሚካል ምስኣ ኮፍ ኢላ ንከተዕልላ ለመነታ ሚካል ግን ኣብቲ ግዜ « ቲ ወይተር ስለዝነበረት ስራሓ ምስ ወድአት ናይ ምሸት ከዕልላ ምኻነን ነገረታ ሜሪ ነዛ ዘጋጠመታ መዓልቲ ክትከስራ ስለዘይደለየት ብዓቅሊ ኮፍ ኢላ ክሳብ ምሸት ተጸበየታ » ሞ ሚካል ስራሕ ምስ ወድአት ሕጂ ንኺድ በጃኺ ምሳይ ኢኺ ክትሓድሪ ሎሚ በጃኺ እናበለት ንሚካል ለመነታ ሚካል ውን ምእንቲ ርእሱ መደቀሲ ስለዘይነበራ ብዘይ ገለመለ ሕራይ ንኺድ በለታ።ኣብ ናይ ሜሪ ገዛ ምስ በጽሓ ድራረር ተደሪረን ከዕልላ ጀመራ ሚካል ምስ ሮቤል ከም ዝተባእሰት ኣብ ኣሜሪካ እንታይ ዓይነት ጸገም ከም ዘጋጠማ ኩሉ ዘርዚራ ነገረታ።ሜሪ ብዘይ ምዝራብ ዕላል ሚካል ክሳብ ዝውዳእ ብተመስጦ ጽን ኢላ ሰምዓታ በቲ ንሚካል ዘጋጠማ ጸገማት ግን ከም ጋል ኣንስተይቲ ስለዝተሰምዓ ንብዓት ቃጸረት ሮቤልን ሚካልን ብምብኣሶም ግን ሮቤል ናታ ንክኸውን ስለ ዝነበረ ሕልማ ቁሩብ ኩርዓት ተሰማዓ ቴለ ናይ ሮቤል ውን ስለ ዘይረኸበት ናይ ሳሚ ሓው ተቀበለት።ብድሕር'ዚ ሜሪ ንሚካል ንክትሕግዛ ፕሮሚስ ኣተወትላ'ሞ ናብቲ ዝነበረቶ ዓዲ ወሰደታ ሚካል እቲ ቦታ ትፈልጦ ስለ ዘይነበረት ሜሪ ንሳሚ ደዊላ ኣድራሻ ስለ ዝወሰደት ብሰላም በጽሓ ኣብ ናይ ሳሚ ገዛውቲ ምስ በጽሓ ሚካል ድማ ንሳሚ ንክትርእዮ ግብራ ስለ ዘሕፈራ ኣይኣቱን ኢየ እንተክኢልኪ ክሳብ ቦታይ ዝሕዝ ምሳኺ ኣጽንሕኒ ኢላ ኣቅበጸታ ሜሪ ብምልማን ምስ ረብረበት በሊ ኣብዚ ጽንሕኒ ኣነ ካብ ሳሚ ናይ ሮቤል ቴለ ከምጽእ ኢየ ኢላታ ናብ ሳሚ ከደት ቴለ ደዊላ ረኸበቶ'ሞ ቁሩብ ድሕሪ ምዕላል ሮቤል ኢታልይ ከም ዝኣተወ ኣበሰራ ቴለ ውን ሃባ ሜሪ ዕላል ናይ ሮቤል ክትሰምዕ ደለየት ሚካል ስለዘሰከፈታ ግን ከይትድንግያ ኢላ ቴለ ናይ ሮቤል ቴለ ሒዛ ብታሕጋስ ከደት ምስ ሚካል ከኣ ተታሓሒዘን ተመልሳ ንክትድውል ክትህወኽ ዝጸንሐት ሜሪ ሞባይላ ካርዲ ብምእታው እናጸለየት ደወለት ኣብ ሓድሽ ሂወት ዘሎ ሮቤል ድማ ሄሎ መን ክብል በለ ሜሪ ድማ ብታሕጋስ ተሰራሰረት ሚካል ከኣ ኣብ ጥቃ ሜሪ ኮፍ ኢላ ስለዝነበረት ድምጺ ሮቤል ሰምዐት'ሞ ካብ ዓቀን ንላዕሊ ስለዝሰንበደት ካብቲ ዝነበረቶ ወደቀት ሜሪ ውን ሞባይላ ደርብያ ንሚካል ሓዘታ ሚካል ነብሳ ክትቆጻጸር ስለ ዘይከኣለት ብዙሕ ረሃጸት ሜሪ ድማ ናብ ሕክምና ደወለት እሞ ሽዑ ንሽዑ ወሰድዋ ።ድሕሪ 3 ሰዓት ዶክተር ንሚካል ደሓን ከም ዘላ ምድፈለጠ ንሚካል ኣጆኺ ተንስኢ ደሓን ኢኺ ስንባደ ኢዩ በላሞ ኣብ ደገ ክትጽበ ዝጸንሐት ሜሪ ድማ ዶክተር ደሓን ድያ በለቶ እወ ደሓን ኢያ ሓፍታ ዲኺ በላ ሜሪ ድማ እወ በለቶ ውሰድያ በሊ እንታይ ደኣ ሰብኣያ ምስኣ ክመጽእ ኔርዎ ኣይፈለጠን ድዩ ወይስ ምስኣ የለን በላ ሜሪን ሚካልን ድማ ብዛዕባ እንታይ ይዛረብ ከም ዘሎ ገረመን ንምንታይ ከምኡ ከም ዝበለን ድማ ሓተትኦ እቲ ዶክተር ድማ ኖ ማለተይስ ክከናኸና ኣለዎ ጥንስቲ ምክንኻን የድልያ ኢዩ በለን'ሞ ።መን ጥንስቲ በልኦ ኦው ኣይትፈልጥን ድያ ና ወርሕን 2ሰሙንን ጥንሲ ኣለዋ በለን። ሽግራ ምውዳእ ዝኣበያ ሚካል መሊሳ ናብቲ ዝነበረቶ ዓራት ወደቀት እዚ ዘጋጠማ ድማ እቲ ግዙእ ናይ ድራግ ጻዕዳ ከም ሓጋዚ መሲሉ ኣብ ገዝኡ መደቀሲ ከኒና ሂቡ ን ሚካል ድልየቱ ረኺቡ ካልእ መዓልቲ ንከይትረኽቦ ኢሉ ኣብ ካልእ ዓዲ ጉሒፍዋ ዝኸደ ነበረ።ብድሕር'ዚ ሚካል ተደራቢ ጭንቀት ስለ ዝኾና ን1ሰሙን ኣብ ሆስፒታል ደቀሰት ሜሪ ውን ነቶም ዶካትር ጸገም ሚካል ኩሉ ነገረቶም መዓልታዊ እናመጸት ውን ትከታተላ ነበረት ሚካል ኣብ ዝተሰአትሉ ድማ እቶም ዶካትር ንሚካል ዘጥነሳ ሰብ ሓተትዋ ንሳ ውን ነቲ ጻዕዳ ጠርጠረት ምክንያቱ ካብ ኤፍሬም ካብ ትፍለ 3 -4 ወርሒ ኣቢሉ ነበረ ስለዚ ኣቦ ክርከብ ኣይከኣልን ኢዩ ኢላ ሓጺር ውሳኔ ስለ ዝወሰነት ንክስደድ ተረዳድአት ከምኡ ድማ ገበሩ።ኣብ መወዳእትኡ እታ ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ሮቤል መባእስታ ዝነበረት ሜሪ ናይ ሕክምንኣን ኩሉ ዘድልያን ከይተሓለለት ትሽፍነላ ነበረት ወዲአን ድማ ድሕሪ 2 መዓልቲ ገዝአን ኣተዋ ። እዚ ኩሉ ክግበር ግን ሮቤል ጉዳይ መንገዱ ብሰንፈላል ይብድሆ ነበረ ካብ ሃገር ናብ ሃገር ይሰጋገር ስለዝነበረ ውን ቴሌ ይቀያይር ነበረ « ሞ ሜሪ እታ ብሰንኪ ሚካል ዘምለጠታ መዓልቲ ካልኣይ ጊዜ ክትረኽባ ተሸገረት።ብድሕሪ ብዙሕ ኮለል ውን ሮቤል ናይ መወዳእታ ስደተይ ኢሉ ዝመረጻ ዘዕርፈላ ሃገር ኣትዩ እናመስገነ ኢዱ ኣብ ኢንግላንድ (ዓዲ እንግሊዝ) ሃበ ።ኤፍሬም ውን ካልኣይ ጊዜ ካብ ሳሚ ሓዳሽ ቴለ ናይ ሮቤል ብምውሳድ ደወለሉ ኤፍሬም ብከመይ ከም ዝፋለጡ ንሮቤል ጽቡቅ ጌሩ ኣረድኦ » ሞ ብዙሕ ሕሉፍ እናዘከሩ ሰሓቁ ኣብ መወዳእታ ግን ብዛዕባ ሚካል ዝገበሮ ይቅሪታ እናሓተተ ኣዕለሎ ሮቤል ድማ ንሚካል ካብ ልቡ ከምዘውጽኣን እንታይ ከም ዝገበረቶን ኩሉ ኣዕለሎ ብድሕሪ ሕጂ ውን ስማ ከይተልዕለለይ በጃኻ ረስዓለይ በሎ እቲ ብሚካል ዝተፈተነን ብሰንካ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ጽልኢ ዘሕደረ ልቡ እናደፋፍኦ። ብድሕር'ዚ ብዙሕ ኣዕሊሎም ተፈላለዩ። ሚካል ሕጂ ውን ጸገም ከይመጻ ስለዝሰግአትን ኣማራጺ ስለ ዝሰኣነትን ከይፈተወት ንኤፍሬም ለሚና ምስኡ ክትነብር ሓሰበት'ሞ ንሜሪ ኣማኸረታ ምስ ሜሪ ተረዳዲአን ድማ ናብቲ ኤፍሬም ዝቅመጠሉ ዓዲ ተበገሳ። ሜሪ ውን ካብ ሳሚ ካልኣይ ጊዜ ቴለ ናይ ሮቤል ክትወስድ ደልያ ነበረት ።ሜሪን ሚካልን ኣብቲ ዓዲ ምስ በጽሓ ሚካል ነተን ናይ ምስ ኤፍሬም ዘላለይኣ ጨካናት መሓዙታ ረኣየተን እሞ ናብአን ድማ ከዳ ሚካል ገጻ ተባላሽዩ ኣብ ሕማቅ ኩነታት ከም ዘላ ዝረኣያ መሓዙታ እንታይ ኮንኪ በልኣ ሚካል ድማ እናነብዕት ብሰንከን ብሰንኪ ዕድላን ዘጋጠማ ሽግር እርይ ቁጽር ኣቢላ ኣዕለለተን ።ኣማራጺ ስለ ዘይብላ ድማ ናብ ኤፍሬም ክትምለስ ከም ዝደለየት ነገረተን።እተን ጨካናት መናእሰያት ውን ኣብ ሽዑ በጺሐን ደንገጻ'ሞ ኩለን ተተሓሒዘን ናብ ኤፍሬም ከዳ ብሰንክኻ ተባላሽያ ስለዚ ሕማቅ ኣላ ሓግዛ በልኦ ሚካል ውን ብዓቅማ እናነብዐት ለመነቶ ኤፍሬም ውን ብዓቅሙ ስለ ዝበደላ ንኹሉ ተቀበሎ። ብሓንሳብ ምንባር ውን ተተሓሓዝዎ።ሜሪ ድማ ቴለ ናይ ሮቤል ካብ ሳምኤል ወሲዳ ደወለትሉ ብታሕጋስ ድማ ን 1 ሰዓት ኣዕለለት ብድሕሪኡ ውን ቀጻሊ የዕልሉ ነበሩ ሮቤል ሓንሳብ ስለ ዝተበደለ ዝተሃህለ ኣብ ፍቅሪ ዓለም ከምዘየለ ንሜሪ ይነግራ ነበረ ሜሪ ኣብ ልዕሊ ሮቤል ክቱር ፍትወት ስለ ዝነበራ ግን ድምጹ ምስማዕ ንከይትስእን ስለዝፈርሐት ከም ሓፍቱ ኮይና ሕውነታዊ ፍቅራ ከተስተማቅር ጀመረት።ሮቤል ኣብ ትምርቲ ዓለም ተጸንበረ ሚካል ድማ በዓልቲ ሓዳርን ኣደ ሓደ ዘልኣለም ዝተባህለ ቆልዓን ኮነት።ተፈጸመንኹልኹም ክትከታተልዋ ዝጸናሕኩም ምስጋናይ የቅርብ።ብተወሳኺ ሃናጺ ሪኢቶ ዘለኩም ሰባት ኣብታምንባርጥዑም ትብል ክትልእኩለይ ትክእሉ ኢኹም---------------@@@@@@@-------------መተሓሳቢ፦ ክሳብ ናይዝኾነ ሰብ ስእሊ ዘይዘርጋሕኩ ታርክ ናይ ሂወተይ ስለ ዝኮነ ኣይትጽሓፍ ዝብለኒ የለን ።2) ካብተን ክዝርግሐን ሓሲበ ዘለኩ 5 ዛንታታትፍቅሪ ብ ፈይስብክ ትብል ትመርሕ ኣላ ክሳብ ሮብዕ ዘሎ ክትመርጹ ትክእሉ ኢኩም ድሕሪእ ግን ናብ ምዝርጋሕ ክኣቱ ኢየጸሓፊ ዛንታ ሮቤል (ምንባር ጥዑም)
En cours de traduction, veuillez patienter...
Résultats (Français) 2:[Copie]
Copié!
ጋል ማሳዋ
5 ይ ክፋል
ሜሪ ንሚካል ምስ ረኣየታ ኣብ ገለ ከም ትፈልጣ ኣይተጠራጠረትን ግን ምሉእ ብምሉእ ክትዝክራ ስለ ዘይከኣለት ንክትሓታ ብኣኽብሮት ንሚካል ጸውዓታ ሚካል ግን ገጽ ናይ ሜሪ ስለዘይረስዓቶ ሃይ ሜሪ ኢላ ኢዳ ሰደደትላ ሰላምታ ውን ተለዋወጣ ኣበይ ኢና ንፋለጥ ኢላ ድማ ሜሪ ሕቶኣ ጀመረት ሚካል ድማ ኣብ ሱዳን በቲ መንእሰይ ሮቤል ከም መስኪን ዝፋለጣ ነገረታ ሜሪ ደሃይ እቲ ልባ ዝኸፈተትሉ ሮቤል ካብ ሚካል ከም ትረክብ ስለ ዝተኣማመነት ሓጎሳ ጥርዚ በጽሐ ናብቲ ቦታ ምምጽኣ ድማ ንኣምላኻ ኣመስገነት ብድሕር'ዚ ሜሪ ንሚካል ምስኣ ኮፍ ኢላ ንከተዕልላ ለመነታ ሚካል ግን ኣብቲ ግዜ'ቲ ወይተር ስለዝነበረት ስራሓ ምስ ወድአት ናይ ምሸት ምኻነን ነገረታ ሜሪ ከዕልላ ነዛ ዘጋጠመታ መዓልቲ ክትከስራ ስለዘይደለየት ብዓቅሊ ኮፍ ኢላ ክሳብ ምሸት ተጸበየታ'ሞ ሚካል ስራሕ ምስ ወድአት ሕጂ ንኺድ በጃኺ ምሳይ ኢኺ ክትሓድሪ ሎሚ በጃኺ እናበለት ንሚካል ለመነታ ሚካል ውን ምእንቲ ርእሱ መደቀሲ ስለዘይነበራ ብዘይ ገለመለ ሕራይ ንኺድ በለታ.ኣብ ናይ ሜሪ ገዛ ምስ በጽሓ ተደሪረን ከዕልላ ጀመራ ድራረር ሚካል ምስ ሮቤል ከም ዝተባእሰት ኣብ ኣሜሪካ እንታይ ዓይነት ጸገም ከም ዘጋጠማ ኩሉ ዘርዚራ ነገረታ.ሜሪ ብዘይ ምዝራብ ዕላል ሚካል ክሳብ ዝውዳእ ብተመስጦ ጽን ኢላ ሰምዓታ በቲ ንሚካል ዘጋጠማ ጸገማት ግን ከም ጋል ኣንስተይቲ ስለዝተሰምዓ ንብዓት ቃጸረት ሮቤልን ሚካልን ብምብኣሶም ግን ሮቤል ናታ ንክኸውን ስለ ሕልማ ቁሩብ ኩርዓት ዝነበረ ተሰማዓ ቴለ ናይ ሮቤል ውን ስለ ዘይረኸበት ናይ ሳሚ ሓው ተቀበለት.ብድሕር'ዚ ሜሪ ንሚካል ንክትሕግዛ ፕሮሚስ ኣተወትላ'ሞ ናብቲ ዝነበረቶ ዓዲ ወሰደታ ሚካል እቲ ቦታ ትፈልጦ ስለ ዘይነበረት ሜሪ ንሳሚ ደዊላ ኣድራሻ ስለ ዝወሰደት ብሰላም በጽሓ ኣብ ናይ ሳሚ ገዛውቲ ምስ በጽሓ ድማ ንሳሚ ንክትርእዮ ሚካል ግብራ ስለ ዘሕፈራ ኣይኣቱን ኢየ እንተክኢልኪ ክሳብ ቦታይ ዝሕዝ ምሳኺ ኣጽንሕኒ ኢላ ኣቅበጸታ ሜሪ ብምልማን ምስ ረብረበት በሊ ኣብዚ ጽንሕኒ ኣነ ካብ ሳሚ ናይ ሮቤል ቴለ ከምጽእ ኢየ ኢላታ ናብ ሳሚ ከደት ቴለ ደዊላ ረኸበቶ'ሞ ቁሩብ ድሕሪ ምዕላል ሮቤል ኢታልይ ከም ዝኣተወ ኣበሰራ ቴለ ውን ሃባ ሜሪ ዕላል ናይ ሮቤል ክትሰምዕ ደለየት ሚካል ስለዘሰከፈታ ግን ከይትድንግያ ኢላ ቴለ ናይ ሮቤል ቴለ ሒዛ ብታሕጋስ ከደት ምስ ሚካል ከኣ ተታሓሒዘን ተመልሳ ንክትድውል ክትህወኽ ዝጸንሐት ሜሪ ሞባይላ ካርዲ ብምእታው እናጸለየት ደወለት ኣብ ሓድሽ ሂወት ዘሎ ሮቤል ድማ ሄሎ መን ክብል በለ ሜሪ ድማ ብታሕጋስ ተሰራሰረት ሚካል ከኣ ጥቃ ሜሪ ኮፍ ኣብ ኢላ ስለዝነበረት ድምጺ ሮቤል ሰምዐት'ሞ ካብ ዓቀን ንላዕሊ ስለዝሰንበደት ካብቲ ዝነበረቶ ወደቀት ሜሪ ውን ሞባይላ ደርብያ ንሚካል ሓዘታ ሚካል ነብሳ ክትቆጻጸር ስለ ዘይከኣለት ብዙሕ ረሃጸት ሜሪ ድማ ናብ ሕክምና ደወለት እሞ ሽዑ ንሽዑ ወሰድዋ .ድሕሪ 3 ሰዓት ዶክተር ንሚካል ደሓን ከም ዘላ ምድፈለጠ ንሚካል ኣጆኺ ተንስኢ ደሓን ኢኺ ስንባደ ኢዩ በላሞ ኣብ ደገ ክትጽበ ዝጸንሐት ሜሪ ድማ ዶክተር ደሓን ድያ በለቶ እወ ደሓን ኢያ ሓፍታ ዲኺ በላ ሜሪ ድማ እወ በለቶ ውሰድያ በሊ እንታይ ደኣ ሰብኣያ ምስኣ ክመጽእ ኔርዎ ኣይፈለጠን ድዩ ወይስ ምስኣ የለን በላ ሜሪን ሚካልን ድማ ብዛዕባ እንታይ ይዛረብ ከም ዘሎ ንምንታይ ከምኡ ከም ገረመን ዝበለን ድማ ሓተትኦ እቲ ዶክተር ድማ ኖ ማለተይስ ክከናኸና ኣለዎ ጥንስቲ ምክንኻን የድልያ ኢዩ በለን'ሞ .መን ጥንስቲ በልኦ ኦው ኣይትፈልጥን ድያ ና ወርሕን 2 ሰሙንን ጥንሲ ኣለዋ በለን. ምውዳእ ዝኣበያ ሚካል ሽግራ መሊሳ ናብቲ ዝነበረቶ ዓራት ወደቀት እዚ ዘጋጠማ ድማ እቲ ግዙእ ናይ ድራግ ጻዕዳ ከም ሓጋዚ መሲሉ ኣብ ገዝኡ መደቀሲ ከኒና ሂቡ ን ሚካል ድልየቱ ረኺቡ ካልእ መዓልቲ ንከይትረኽቦ ኢሉ ኣብ ካልእ ዓዲ ጉሒፍዋ ዝኸደ ነበረ.ብድሕር'ዚ ሚካል ተደራቢ ጭንቀት ስለ ዝኾና ን 1 ሰሙን ኣብ ደቀሰት ሜሪ ውን ሆስፒታል ነቶም ዶካትር ጸገም ሚካል ኩሉ ነገረቶም መዓልታዊ እናመጸት ውን ትከታተላ ነበረት ሚካል ኣብ ዝተሰአትሉ ድማ እቶም ዶካትር ንሚካል ዘጥነሳ ሰብ ሓተትዋ ንሳ ውን ነቲ ጻዕዳ ጠርጠረት ምክንያቱ ካብ ኤፍሬም ካብ ትፍለ 3 -4 ወርሒ ኣቢሉ ነበረ ስለዚ ኣቦ ክርከብ ኣይከኣልን ኢዩ ኢላ ሓጺር ውሳኔ ስለ ንክስደድ ተረዳድአት ከምኡ ዝወሰነት ድማ ገበሩ.ኣብ መወዳእትኡ እታ ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ሮቤል መባእስታ ዝነበረት ሜሪ ናይ ሕክምንኣን ኩሉ ዘድልያን ከይተሓለለት ትሽፍነላ ነበረት ወዲአን ድማ ድሕሪ 2 መዓልቲ ገዝአን ኣተዋ. ኩሉ ክግበር ግን እዚ ሮቤል ጉዳይ መንገዱ ብሰንፈላል ይብድሆ ነበረ ካብ ሃገር ናብ ሃገር ይሰጋገር ስለዝነበረ ውን ቴሌ ይቀያይር ነበረ'ሞ ሜሪ እታ ብሰንኪ ሚካል ዘምለጠታ መዓልቲ ካልኣይ ጊዜ ክትረኽባ ተሸገረት.ብድሕሪ ብዙሕ ኮለል ውን ሮቤል ናይ መወዳእታ ስደተይ ኢሉ ዝመረጻ ዘዕርፈላ ሃገር ኣትዩ እናመስገነ ኢዱ ኣብ ኢንግላንድ (ዓዲ እንግሊዝ) .ኤፍሬም ውን ካልኣይ ሃበ ጊዜ ካብ ሳሚ ሓዳሽ ቴለ ናይ ሮቤል ብምውሳድ ደወለሉ ኤፍሬም ብከመይ ከም ዝፋለጡ ንሮቤል ጽቡቅ ጌሩ ኣረድኦ'ሞ ብዙሕ ሕሉፍ እናዘከሩ ሰሓቁ ኣብ መወዳእታ ግን ብዛዕባ ሚካል ዝገበሮ ይቅሪታ እናሓተተ ኣዕለሎ ሮቤል ድማ ንሚካል ካብ ልቡ ከምዘውጽኣን እንታይ ከም ዝገበረቶን ኣዕለሎ ብድሕሪ ሕጂ ኩሉ ውን ስማ ከይተልዕለለይ በጃኻ ረስዓለይ በሎ እቲ ብሚካል ዝተፈተነን ብሰንካ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ጽልኢ ዘሕደረ ልቡ እናደፋፍኦ. ብድሕር'ዚ ብዙሕ ኣዕሊሎም ተፈላለዩ. ሕጂ ውን ጸገም ሚካል ከይመጻ ስለዝሰግአትን ኣማራጺ ስለ ዝሰኣነትን ከይፈተወት ንኤፍሬም ለሚና ምስኡ ክትነብር ሓሰበት'ሞ ንሜሪ ኣማኸረታ ምስ ሜሪ ተረዳዲአን ድማ ናብቲ ኤፍሬም ዝቅመጠሉ ዓዲ ተበገሳ. ውን ካብ ሳሚ ሜሪ ካልኣይ ጊዜ ቴለ ናይ ሮቤል ክትወስድ ደልያ ነበረት .ሜሪን ሚካልን ኣብቲ ዓዲ ምስ በጽሓ ሚካል ነተን ናይ ምስ ኤፍሬም ዘላለይኣ ጨካናት መሓዙታ ረኣየተን እሞ ናብአን ድማ ከዳ ሚካል ገጻ ተባላሽዩ ኣብ ሕማቅ ኩነታት ከም ዘላ ዝረኣያ መሓዙታ እንታይ ኮንኪ በልኣ ሚካል ድማ እናነብዕት ብሰንከን ብሰንኪ ዘጋጠማ ሽግር እርይ ዕድላን ቁጽር ኣቢላ ኣዕለለተን .ኣማራጺ ስለ ዘይብላ ድማ ናብ ኤፍሬም ክትምለስ ከም ዝደለየት ነገረተን.እተን ጨካናት መናእሰያት ውን ኣብ ሽዑ በጺሐን ደንገጻ'ሞ ኩለን ተተሓሒዘን ናብ ኤፍሬም ከዳ ብሰንክኻ ተባላሽያ ስለዚ ሕማቅ ኣላ ሓግዛ በልኦ ሚካል ውን ብዓቅማ እናነብዐት ለመነቶ ኤፍሬም ውን ብዓቅሙ ስለ ዝበደላ ንኹሉ ተቀበሎ. ምንባር ውን ተተሓሓዝዎ.ሜሪ ብሓንሳብ ድማ ቴለ ናይ ሮቤል ካብ ሳምኤል ወሲዳ ደወለትሉ ብታሕጋስ ድማ ን 1 ሰዓት ኣዕለለት ብድሕሪኡ ውን ቀጻሊ የዕልሉ ነበሩ ሮቤል ሓንሳብ ስለ ዝተበደለ ዝተሃህለ ኣብ ፍቅሪ ዓለም ከምዘየለ ንሜሪ ይነግራ ነበረ ሜሪ ኣብ ልዕሊ ሮቤል ክቱር ፍትወት ስለ ዝነበራ ግን ድምጹ ምስማዕ ንከይትስእን ስለዝፈርሐት ሓፍቱ ኮይና ሕውነታዊ ከም ፍቅራ ከተስተማቅር ጀመረት.ሮቤል ኣብ ትምርቲ ዓለም ተጸንበረ ሚካል ድማ በዓልቲ ሓዳርን ኣደ ሓደ ዘልኣለም ዝተባህለ ቆልዓን ኮነት .

ተፈጸመ

ንኹልኹም ክትከታተልዋ ዝጸናሕኩም ምስጋናይ የቅርብ.ብተወሳኺ ሃናጺ ሪኢቶ ዘለኩም ሰባት ኣብታ
ምንባርጥዑም ትብል ክትልእኩለይ ትክእሉ ኢኹም
-------- ------- @@@@@@@ -------------

መተሓሳቢ:. ክሳብ ናይዝኾነ ሰብ ስእሊ ዘይዘርጋሕኩ ታርክ ናይ ሂወተይ ስለ ዝኮነ ኣይትጽሓፍ ዝብለኒ የለን
2) ካብተን ክዝርግሐን ሓሲበ ዘለኩ 5 ዛንታታት
ፍቅሪ ብ ፈይስብክ ትብል ትመርሕ ኣላ ክሳብ ሮብዕ ዘሎ ክትመርጹ ትክእሉ ኢኩም ድሕሪእ ግን ናብ ምዝርጋሕ ክኣቱ ኢየ
ጸሓፊ ዛንታ ሮቤል (ምንባር ጥዑም)
En cours de traduction, veuillez patienter...
Résultats (Français) 3:[Copie]
Copié!
ጋ ል ማ ሳ ዋ5 ል ይ ክ ፋሜሪንሚካልምስረኣየታኣብገለከምትፈልጣኣይተጠራጠረትንግንምሉእብምሉእክትዝክራስለዘይከኣለትንክትሓታብኣኽብሮትንሚካልጸውዓታሚካልግንገጽናይሜሪስለዘይረስዓቶሃይሜሪኢላኢዳሰደደትላሰላምታውንተለዋወጣኣበይኢናንፋለጥኢላድማሜሪሕቶኣጀመረትሚካልድማኣብሱዳንበቲመስኪንመንእሰይሮቤልከምዝፋለጣነገረታሜሪደሃይእቲልባዝኸፈተትሉሮቤልካብሚካልከምትረክብስለዝተኣማመነትሓጎሳጥርዚበጽሐናብቲቦታምምጽኣድማንኣምላኻኣመስገነትብድሕር"ዚሜሪንሚካልምስኣኮፍኢላንከተዕልላለመነታሚካልግንኣብቲግዜ"ቲወይተርስለዝነበረትስራሓምስወድአትናይምሸትከዕልላምኻነንነገረታሜሪነዛዘጋጠመታመዓልቲክትከስራስለዘይደለየትብዓቅሊኮፍኢላክሳብምሸትተጸበየታ"ሞሚካልስራሕምስወድአትሕጂንኺድበጃኺምሳይኢኺክትሓድሪሎሚበጃኺእናበለትንሚካልለመነታሚካልውንምእንቲርእሱመደቀሲስለዘይነበራብዘይገለመለሕራይንኺድበለታ።ኣብናይሜሪገዛምስበጽሓድራረርተደሪረንከዕልላጀመራሚካልምስሮቤልከምዝተባእሰትኣብኣሜሪካእንታይዓይነትጸገምከምዘጋጠማኩሉዘርዚራነገረታ።ሜሪብዘይምዝራብዕላልሚካልክሳብዝውዳእብተመስጦጽንኢላሰምዓታበቲንሚካልዘጋጠማጸገማትግንከምጋልኣንስተይቲስለዝተሰምዓንብዓትቃጸረትሮቤልንሚካልንብምብኣሶምግንሮቤልናታንክኸውንስለዝነበረሕልማቁሩብኩርዓትተሰማዓቴለናይሮቤልውንስለዘይረኸበትናይሳሚሓውተቀበለት።ብድሕር"ዚሜሪንሚካልንክትሕግዛፕሮሚስኣተወትላ"ሞናብቲዝነበረቶዓዲወሰደታሚካልእቲቦታትፈልጦስለዘይነበረትሜሪንሳሚደዊላኣድራሻስለዝወሰደትብሰላምበጽሓኣብናይሳሚገዛውቲምስበጽሓሚካልድማንሳሚንክትርእዮግብራስለዘሕፈራኣይኣቱንኢየእንተክኢልኪክሳብቦታይዝሕዝምሳኺኣጽንሕኒኢላኣቅበጸታሜሪብምልማንምስረብረበትበሊኣብዚጽንሕኒኣነካብሳሚናይሮቤልቴለከምጽእኢየኢላታናብሳሚከደትቴለደዊላረኸበቶ"ሞቁሩብድሕሪምዕላልሮቤልኢታልይከምዝኣተወኣበሰራቴለውንሃባሜሪዕላልናይሮቤልክትሰምዕደለየትሚካልስለዘሰከፈታግንከይትድንግያኢላቴለናይሮቤልቴለሒዛብታሕጋስከደትምስሚካልከኣተታሓሒዘንተመልሳንክትድውልክትህወኽዝጸንሐትሜሪሞባይላካርዲብምእታውእናጸለየትደወለትኣብሓድሽሂወትዘሎሮቤልድማሄሎመንክብልበለሜሪድማብታሕጋስተሰራሰረትሚካልከኣኣብጥቃሜሪኮፍኢላስለዝነበረትድምጺሮቤልሰምዐት"ሞካብዓቀንንላዕሊስለዝሰንበደትካብቲዝነበረቶወደቀትሜሪውንሞባይላደርብያንሚካልሓዘታሚካልነብሳክትቆጻጸርስለዘይከኣለትብዙሕረሃጸትሜሪድማናብሕክምናደወለትእሞሽዑንሽዑወሰድዋ።ድሕሪ3ሰዓትዶክተርንሚካልደሓንከምዘላምድፈለጠንሚካልኣጆኺተንስኢደሓንኢኺስንባደኢዩበላሞኣብደገክትጽበዝጸንሐትሜሪድማዶክተርደሓንድያበለቶእወደሓንኢያሓፍታዲኺበላሜሪድማእወበለቶውሰድያበሊእንታይደኣሰብኣያምስኣክመጽእኔርዎኣይ ፈ ለ ጠ ን ድ ዩ ወ ይ ስ ም ስ ኣ የ ለ ን በ ላ ሜ ሪ ን ሚ ካ ል ን ድ ማ ብ ዛ ዕ ባ እ ን ታ ይ ይ ዛ ረ ብ ከ ም ዘ ሎ ገ ረ መ ን ን ም ን ታ ይ ከ ም ኡ ከ ም ዝ በ ለ ን ድ ማ ሓ ተ ት ኦ እ ቲ ዶ ክ ተ ር ድ ማ ኖ ማ ለ ተ ይ ስ ክ ከ ና ኸ ና ኣ ለ ዎ ጥ ን ስ ቲ ም ክ ን ኻ ን የ ድ ል ያ ኢ ዩ በ ለ ን "ሞ ። መ ን ጥ ን ስ ቲ በ ል ኦ ኦ ው ኣ ይ ት ፈ ል ጥ ን ድ ያ ና ወ ር ሕ ን 2 ሰ ሙ ን ን ጥ ን ሲ ኣ ለ ዋ በ
En cours de traduction, veuillez patienter...
 
Autres langues
l'outil d'aide à la traduction: Afrikaans, Albanais, Allemand, Amharique, Anglais, Arabe, Arménien, Azéri, Basque, Bengali, Birman, Biélorusse, Bosniaque, Bulgare, Catalan, Cebuano, Chichewa, Chinois, Chinois traditionnel, Cingalais, Corse, Coréen, Croate, Créole haïtien, Danois, Détecter la langue, Espagnol, Espéranto, Estonien, Finnois, Français, Frison, Galicien, Gallois, Gaélique (Écosse), Grec, Gujarati, Géorgien, Haoussa, Hawaïen, Hindi, Hmong, Hongrois, Hébreu, Igbo, Irlandais, Islandais, Italien, Japonais, Javanais, Kannada, Kazakh, Khmer, Kinyarwanda, Kirghiz, Klingon, Kurde, Laotien, Latin, Letton, Lituanien, Luxembourgeois, Macédonien, Malaisien, Malayalam, Malgache, Maltais, Maori, Marathi, Mongol, Norvégien, Néerlandais, Népalais, Odia (oriya), Ouzbek, Ouïgour, Pachtô, Panjabi, Persan, Philippin, Polonais, Portugais, Roumain, Russe, Samoan, Serbe, Sesotho, Shona, Sindhî, Slovaque, Slovène, Somali, Soundanais, Suédois, Swahili, Tadjik, Tamoul, Tatar, Tchèque, Telugu, Thaï, Turc, Turkmène, Ukrainien, Urdu, Vietnamien, Xhosa, Yiddish, Yorouba, Zoulou, indonésien, Traduction en langue.

Copyright ©2025 I Love Translation. All reserved.

E-mail: